ደም ባንኪ ዓዲግራት ኣብ 2016 ዓም በጀት ዓመት ብዝተፋለለየ ዘርፊታት ብግልፂ ጨረታ ካብ መቅረብቲ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 2, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 2, 2016 03:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 2, 2016 03:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 500.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/