ኤጀንሲ ድጅታል ትግራይ ኣብ 2018 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ኣቁሑት ማለት እዉን ምድብ-1 /LOT- 1/ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት /Spare Parts/ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ካብ መደበኛ በጀት ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 26, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 10, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 10, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 4,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኣብ ኤጀንሲ ድጅታል ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ንኤጀንስና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌትሮኒክስ መለዋወጢ ኣቑሑት ብፕሮፈርማ ጨረታ ኣዋዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 4, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 7, 2017 9:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 7, 2017 10:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኤጀንሲ ድጅታል ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ክገዝእ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 25, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 28, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 28, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኤጀንሲ ድጅታል ትግራይ ኣብ 2017 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ኣቁሑት ማለት እዉን ምድብ-1 /LOT- 1/ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት /Spare Parts/ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ካብ መደበኛ በጀት ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 21, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 2, 2017 9:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 2, 2017 10:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኤጀንሲ ድጅታል ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ጌጣጌጥ ኣቑሑት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 4, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 7, 2017 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 7, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኤጀንሲ ድጅታል ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 4, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 7, 2017 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 7, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ናይ ዕሬት ኣቑሑትን ንላፕቶፕ መትሓዚ ቦርሳን በቲ ዘርፊ ካብ ዝተሰማረዩ ሕጋውያን ፍቓድ ዘለዎም ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደልይ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 4, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 7, 2017 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 7, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኤጀንሲ ድጅታል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 23, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 28, 2017 9:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 28, 2017 10:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኤጀንሲ ድጅታል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሬት ኣቑሑት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 23, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 28, 2017 9:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 28, 2017 10:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

ኤጀንሲ ድጅታል ትግራይ ንዘለና ናይ ዝተፈላለዩ ናይ ኤጀንስና ፋይል ካብኔትና በሪ ቁልፊ ንምቅያር 1 ምቅራፅን ናይ ጠረጴዛ ድሮወር ቁልፊ ምቅያርን ምፅጋን ንሰብ ሞያ ኣካላት ኣወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ውዕሊ ክኣስር ስለ ዝደሊ ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 10, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 14, 2017 9:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 14, 2017 10:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/