መንበረ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ላዕለዋይ ቤተ ክህነት ኦርቶዶክስ ተዋሀዶ ቤተ ክርስቲያን ትግራይ ኮሚቴ ህፁዕ ሓገዝ ብደርቂ ንዝተጠቕዑ ወገናት ሓገዝ ዝውዕል ማሽላ (ዕፉን) 1ይ ደረጃ ንምግቢ ናይ እንጀራ ዕሩይ ዓተር ክክዕን ዘይቲ ብልዕን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 19, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 24, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መጋቢት 24, 2016 05:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /

መንበረ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ትግራይ ኮሚቴ ህፁፅ ሓገዝ ብድርቂ ንዝተጠቕዑ ወገናትና ሓገዝ ዝውዕል ማሽላ ባሕሪ/ዕፉን፣ ፅሩይ ዓተር ክክዕን ዘይቲ ብልዒን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዓዲጉ ነዚ ንምጉዕዓዝ 400 ኩ/ል ዝፅዕና 10 ዓበይቲ ናይ ፅዕነት ተሽከርከርቲ ክካረ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 26, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 28, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም መጋቢት 28, 2016 05:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

መንበረ ሰላማ ካሳቴ ብርሃን ላዕለዋይ ቤተ ክህነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ትግራይ ኮሚቴ ህፁፅ ሓገዝ ብድርቂ ንዝተጠቕዑ ወገናት ሓገዝ ዝውዕል ማሽላ ባሕሪ(ዕፍን ቦርድ ናይ ኢንቨስተር) 1ይ ደረጃ ንእንጀራ ዝኾን ፤ ዕሩይ ዓብዪ ዓተር/ክክዕን ፤ ዘይቲ ብልዕን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 21, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 24, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሰነ 24, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /