ቢሮ ሕርሻን ገጠርን ልምዓት ክልል ትግራይ ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ሎት ሐደ ኣቅሑት ቢሮ ኦፈስ ፈርኒቸር : ሎት ክልተ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ሎት ሰለስተ ዘርኢ ኣሕምልቲ ገደና : ሎት ኣርባዕተ ሶላር ፓምፕ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 7, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 21, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 21, 2018 3:35 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ክልል ትግራይ ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ሎት ሐደ ናይ ፈልሲ ጣብያ መሳርሒ ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ሕዳር 28, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 10, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 10, 2018 3:35 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ሕርሻ መሺነሪ/

ቢሮ ሕርሻ ልምዓት ገጠርን ክልል ትግራይ ነዞም ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ማለት እዉን ሎት ሐደ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ሎት ክልተ ኤሌክትሮኒክስ ኣይሲቲ ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 30, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 14, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 14, 2017 3:31 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ካብ ፕሮግራም ዕብየት ሕርሻ (AGP-II ) ብዝተረኸበ ባጀት ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ናይ መኻይን መለዋወጢ ኣቑሑት ኣብቲ ዘፈር ካብ ዝተዋፈሩ ብቑዓትን ሕጋዊ መቕረብቲ ብከባብያዊ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 1, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 6, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 6, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ካብ ምጥንኻር ስርዓት መግቢ ፕሮግራም (FSRP ) ብዝተረኸበ ባጀት ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ፅርየቶም ዝተሓለወ ናይ ፈልሲ ጣብያ መገልገሊ ኣቑሑት ኣብቲ ዘፈር ካብ ዝተዋፈሩ ብቑዓትን ሕጋዊ መቕረብቲ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 18, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 24, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 24, 2016 3:45 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ሕርሻ መሺነሪ/

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ካብ ፕሮግራም ምጥንኻር ስርዓት ምግቢ (FSRP ) ብዝተረኸበ ባጀት ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ናይ ዕ/መሳርሒ ኣቑሑት ኣብቲ ዘፈር ካብ ዝተዋፈሩ ብቑዓትን ሕጋዊ መቕረብቲ ብዋጋ መቕረቢ /ፕሮፎርማ/ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ክትወዳደሩ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 6, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 11, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 11, 2016 3:45 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/