ደጎዓ ተምቤን ዩኒየን ሓ/ዝተ/ሕብረት ስራሕ ማሕበር ንቤት ፅሕፈቱ ግልጋሎት ዝዉዕል ህንፃ ክሰርሕ ስለዝደሊ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሰርሕ እዞም ዝስዕቡ ናይ ጨረታ ረቆሒታት ዝተማልኡ ተወዳደርቲ ክትጫረቱ ይዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 17, 2007 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 26, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ደጎዓ ተምቤን
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/