ቢሮ መሬትን ማዓድንን ክልል ትግራይ ኣብ 2017 በጀት ዓመት ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ስራሕቲ :መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 24, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 8, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 8, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ንሕትመት 3000 ቅርሺ : መሳርሒ ፅሕፈት 1500 ቅርሺ : ኣቅሑት ኤሌኬትሮኒክስ 1500
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ንካልይ ግዜ ዝወፀ ቢሮ መሬትን መኣድንን ክልል ትግራይ እዞም ትሕት ኢሎም ዝተዘርዘሩ ናይ ስፔር ፓርት / ዲኮር ኣቅሓ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 12, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 12, 2016 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: -18, 1745 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/