ትካልና ሮም ቢዝነስ ግሩፕ ኣክስዩን ማሕበር ንትካልና ንስራሕትና መሳለጢ ዝኾኑ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ክሕትም ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 13, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 15, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 16, 2016 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/