ኣብ 2018ዓ/ም ባጀት ዓመት ብቤት ማዘጋጃ ከተማ መረ-ሚኢቲ ንቤት ፅሕፈት ፖሊስ ወረዳ እንደርታ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሞተር ሳይክል ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደልይ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 24, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 6, 2018 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መረ ሚኢቲ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 6, 2018 10:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 6,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ናይ 2017 በጀት ዓመት ብቤት ማዘጋጃ ከተማ መሪ ሚኢቲ ንስራሕቲ ኤሌክትሮንክስ ዝዉዕላ ብምልክታ ግልፅ ጨረ ኣወዳድሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ በዚ መሰረት ኣብ ኤሌክትሮንክስ ስራሕቲ ዝተሳማርኹም ኤሌክትሮንክስ ዘለኩም ሕጋዉ ነጋዶ ኣብቲ ጨረታ ክትወዳደሩ ብኸብሪ ንዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 2, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 11, 2016 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: እንደርታ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 11, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 6,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ናይ 2017 በጀት ዓመት ብቤት ማዘጋጃ ከተማ መረ ሚኢቲ ንስራሕቲ ዉሽጣ ዉሽጢ መንገድ ዝዉዕል ዝተመረፀ ሓመድ ንካምርት Dosan excavator ን100 ስዓት ተካርዩ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከምርቲ ስለ ዝደሊ በዚ መሰረት ኣብ ኮንስትራክሽን ስራሕቲ ዝተሰማረኹም ሕጋውያን ነጋዶ ኣብቲ ጨረታ ክትወዳደሩ ብኽብሪ ንዕድም ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 18, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 27, 2016 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: እንደርታ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 27, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,100.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ማሽነሪ ክራይ/

ናይ2016 በጀት ዓመት ብቤት ማዘጋጃ ከተማ መረ ሚኢቲ ስራሕቲ ግልጋሎት ማይ ማተርያል(BILL OF QUANTITY FOR MEREMIET WATER SUPLY PROECT) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ሕጋውያን ነጋዶ ኣብቲ ጨረታ ክትወዳደሩ ብኽብሪ ንዕድም ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 28, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 12, 2016 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 12, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 7,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ መደብ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/