ኮሚሽን ኣብያተ ህንፀት ትግራይ ን ፅሕፈት መሳርሒ፤ፅሬትመሳርሒ፤ንኣናእሽተይ ናይ ቢሮ ንብረትን ቅ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 23, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 28, 2016 03:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 28, 2016 04:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኮሚሽን ኣብያተ ህንፀት ትግራይ ን2016 ዓ/ም ካብ ዝተመደበ በጀት ንኣባላት ፖሊስ ዝኸውን ጫማ ፤ ኮበርታ፤ ኣንሰላ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእን ናይ ሕትመት ስራሕቲ ሰነዳት ከሕትምን ስለ ዝደሊ ዝምልከተኩም ኣካላት ንክትወዳደሩ ይዕውዕ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 6, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 19, 2016 03:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 19, 2016 03:10 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ኣብ ነፍሲ ወከፍ ሎት ዝተፈላለየ እዩ።
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ኮሚሽን ኣብያተ ህንፀት ክልል ትግራይ ንመ/ቤቱ ግልጋሎት ዝውዕላ ኤሌክትሮኒክስ ንብረታት ኮምፕዩተር ፕሪንተር ፎቶኮፒ ላፕቶፕ ፕሮጀክተር UPSን ካልኦትን ንምፅጋንን ሰርቢስ ንምግባርን ፕሮፎርማ ጨረታ ናይ ኢድ ሞያ ኤሌክትሮን ኣወዳዲሩ ንሐደ ዓመት ዉዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ /ኸፀግን /ስለ ዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 30, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 5, 2016 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 6, 2016 03:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/

ኮሚሽን ኣብያት ህንፀት ክልል ትግራይ ንማእከል ቤት ህንፀት ከተማ ዓብይ ዓዲ ኣብ በጀት ዓመት ንዝተፈላለዩ አገልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት መሳርሒ ህንፃ : መሳርሒ ፅሕፈትን : ናዉቲ ፅሬትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 23, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 14, 2017 03:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 14, 2017 04:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኮሚሽን ኣብያተ ህንፀት ትግራይ ንፅሕፈት መሳርሒ፤ ፅሬት መሳርሒ፤ ንኣናእሽተይ ናይ ቢሮ ኣቑሑት ንምዕዳግን ተወሳኺ ድማ ንኣባላት ማስታወቅያን ንተሃነዕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ሕትመታትን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ካስርሕ ስለዝደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 14, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 18, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 19, 2017 03:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ኮሚሽን ኣብያተ ህንፀ ትትግራይ ተዮታ መኪና ሞዴል LN/66 ዝኾነት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ስፔራት፣ ጎማን ንዲኮር ዝዉዕላ ንብረትን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 8, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 23, 2017 06:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 23, 2017 08:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/