ኣብ ማእከል ህንፀት መሰልጠኒ ማናእሰይ ትግራይ ኣብ 2016 ዓም 2ይዙር ጨረታ ካብ ዝተመደበሉ በጀት መሰረት ብምግባር ናይ ማተሪያል ዕድጊት ንምክያድ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን: ናይ ፅሬት መሳርሕን : ናይ ሕትመት መሳርሒ : ናይ ኮንስትራክሽን መሳርሒ : ናይ ኤሌክትሪክ መሳርሒ : ናይ ማይ መሳርሒ : ናይ ሳፌታ ጨረቃ ጨርቂ መሳርሒ : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት : ናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒን ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑትን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ብግልፂ ጨረታ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 17, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 26, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 26, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ጨረታ መዓልቲ ለዉጢ ኣብ ማእከል ህንፀት መሰልጠኒ ማናእሰይ ትግራይ ኣብ 2016 ዓም 1ይዙር ጨረታ ካብ ዝተመደበሉ በጀት መሰረት ብምግባር ናይ ማተሪያል ዕድጊት ንምክያድ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ናይ ፅሬት መሳርሕን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ብግልፂ ጨረታ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 15, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 24, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 24, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኣብ ማእከል ህንፀት መሰልጠኒ ማናእሰይ ትግራይ ኣብ 2016 ዓም 1ይዙር ጨረታ ካብ ዝተመደበሉ በጀት መሰረት ብምግባር ናይ ማተሪያል ዕድጊት ንምክያድ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ናይ ፅሬት መሳርሕን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ብግልፂ ጨረታ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 14, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 24, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 24, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/