ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳርን ጣንቆ ምላሽ ከተማ ማይ ወይኒ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ጥሙር ዕድጊት ን ወረዳ ጣንቆ ምላሽ ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት አወደዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 13, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 22, 2016 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ሕዳር 22, 2016 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳርን ንብረት ጣንቆ ምላሽ ከተማ ማይ ወይኒ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ጥሙር ዕድጊት ን ወረዳ ጣንቆ ምላሽ አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈትን ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን አወደዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 26, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 10, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 10, 2017 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ንመሳርሒ ፅሕፈት 6000 ቅርሺ ፡ ንኣቅሑት ኤሌክተሮኒክስ 7000 ቅርሺ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/