ቴክኖሎጅን ቢዝነስን ኮለጅ ፖሊ ካብዚ ንታሕቲ ንዝተዘርዘሩ ኸባቢታት ናይ ትራንስፖርት ግልጋሎት ንተምሃሮ ንምሃብ ልዕሊ 13 ሰብ ናይ ምሓዝ ዓቐሚ ዘለወን መኻይን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ኸካረ ይደሊ ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 4, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 11, 2016 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: -18, 1745 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ መደብ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

ፖሊ ቴክኖሎጂን ቢዝነስን ኮሌጅ ንዘመን ትምህርቲ 2012 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ናይ ፅርየት ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 14, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 24, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 24, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2,500.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ፖሊ ኢንስቲትዩት ቴክኖሎጂ ንዘመነ ትምህርቲ 2011 ግልጋሎት ዝውዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረት 1 ናይ ጽሕፈት መሳርሒ፣ ናይ ፅሬትን ኣይሲቲ ኣቅሑ፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ፣ ናይ ኤሌክትሪክ መሳርሕታት፣ናይ ኣውቶሞቲቭ ኣቅሑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።ካብዚ ቀፂሉ ዘሎ ረቋሒ እተማልኡ መቅረብቲ ክትወዳደሩ ይዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 20, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 27, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 27, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ፖሊ ኢንስቲዩት ቴክኖሎጂ ንዘመነ ትምህርቲ 2011 ዓ/ም ኣገልግሎት ዝውዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ናይ ፅሬት ኣቁሑት፣ናይ ኣይ ሲቲ ኣቅሑ ፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ፣ ናይ ኤሌክትሪክ መሳርሒታት፣ ናይ ኣውቶሞቲቭ ኣቅሑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለዚ ነዞም ረቋሒታት እተማልኡ መቅረብቲ ክትወዳደሩ ይዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 19, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 28, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 28, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ን2008 ዓ/ም ካብ መንግስቲ ዉሽጢ አታዊ ብዝተፈቐደሉ በጀት ዕዳጋ ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት እዉን ናይ ሆቴል ማናጅመንት ኣቑሑትን ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 3, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 25, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/

መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ 2008 በጀት ዓመት ብዝተፈቐደሉ በጀት ንስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኮምፒተራትን ላፕቶፕን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 29, 2007 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 18, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ /