ቤት ፅሕፈት ኣጎልግሎት ማይ ከተማ ኣላማጣ መጋጣጠምን ቆፃርን ቱቦን ካልኦት ዝ/ዩ መሳርሒ ህንፃ፣ መሳርሕታት ፅሕፈት፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት፣ ዉፅኢት ስራሕቲ ዕንፀይቲ፣ ናይ ሰርቪስ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ንሕጋዉያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 23, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 5, 2013 08:20 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 5, 2013 08:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/