ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዉቅሮ ኣብ 2017 ዓም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ናይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ማይ ፓንፕ ምስ መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 5, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 22, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 22, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 100,010.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዉቅሮ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2016 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ዞባ ምብራቅ ከተማ ዉቅሮ ዝርከብ ማእከል ህንፃ ዕደጋ ከፀግን ስለዝደለየ ነዚ ስራሕ ብደረጃ 7 ን ልዕሊኢን ብርኪ ቢሲ ወይ እዉን ጂሲ ፍቃድ ስራሕ ዘለኩም ስራሕ ተኮናተርቲ ብግልፂ ጨረታ አጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 20, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 20, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 20, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 125,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 800.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዉቅሮ ኣብ 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ንአጎልግሎት ከይዲ ስራሕቲ ዝዉዕል፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ መሳርሒ ፅሬት ፣ ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስ ፣ቀዋሚ ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 21, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 7, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 7, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/