ትካልና ሓርበል ንግድን ኢንድስትሪን ሓላ/ዝተ/ዉ/ኩባንያ ኣብ መቀለ ዓይደር ፋብሪካ ደስታ አረቂ ኣብ ዝነበረ ኣብ ዝርከብ ቢሮና እትርከብ ዘገልገለት መኪና ብዘላቶ ኩነታት ኣጫሪቱ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ኣካላት

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሰነ 20, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 28, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 29, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/