ቤት መዘጋጃ ከተማ ማይ ቅነጣል ነቲ ቤትፅሕፈት ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ መሳርሒ ፅሬት፣ መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 22, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 6, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 6, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት መዘጋጃ ከተማ ማይቅነጣል ንሓደሽቲ ዝስፋሕፋሐ መንደራት ዝዉል ኮንኮሪት ፖል ማለት እዉን ዓምዲ መብራህቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ክትጫረቱ እትደልዩ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ክዕድም ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 2, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 12, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ማይ ቅነጣል
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 12, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 1,000.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/