ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ወረዳ ሳዕስዕ ፃዕዳ እምባ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ኣብ ዞባ ምብራቅ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ናይ መትረብ ዉሕጅ ማለት እዉን ዲሬኔጅ ንምስራሕ RC/GC ደረጃ 7ተ ልዕሊዑን ብርኪ ፍቃድ ዘለዎም ተካናተርቲ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 30, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 26, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥሪ 26, 2012 03:32 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 150,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/

ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ወረዳ ሳዕስዕ ፃዕዳ እምባ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ኣብ ዞባ ምብራቅ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ናይ መትረብ ዉሕጅ ማለት እዉን ዲሬኔጅ ንምስራሕ RC/GC ደረጃ 7ተ ልዕሊዑን ብርኪ ፍቃድ ዘለዎም ስራሕ ተካናተርቲ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 9, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 24, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 24, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/

ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኣብ በጀት ዓመት 2013 ዓ/ም ኣብ ወረዳ ፃዕዳ እምባ ጣብያ ሓድነት ዝርከብ ጣብያ ጥዕና ኣግኣዚ ንምስፍሕፋሕ ጣብያ ጥዕና MSH 2 ህንፀት ስራሕቲ ንደኣንት ማሕበራት ብደረጃ 8ተኣናእሽተይ ንግዲ ትካል ስራሕ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 15, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 5, 2013 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 5, 2013 08:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ናይ ኮምፒተርን ተዛመድትን ኣቁሑት ፣ ናይ ፖሊትን ትዩብ(ናይ ፈልሲ ጣብያ መሳርሒ ሕርሻ)፣ ንዝርግሐ ማይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ትቦታትን መገጣጠሚኦምን (HDPE & Fittings) ን ናይ እንስሳት መድሓኒትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 29, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 16, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሳ-ፃ-እምባ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 16, 2017 05:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ብቢ ሎቲ ይፈላላ እዩ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/