ኣብ ወ/ገ/ተምቤን ከተማ ሃ/ሰላም ዝርከብ ሃ/ሰለም ዘመናዊ ዕደጋ ማእኸል ነቲ ማሕበር ኣጎልግሎት ዝዉዕል ህንፃ G+0ብደረጃ ኣርባዕተን ልዕሊኡን BC/GC ብርኪ ፍቃድ ዘለዎም ስራሕ ተኻናተርቲ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 24, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 13, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሃገረ ሰላም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ታሕሳስ 13, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 400,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 1,000.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/