ቤት ፍርዲ ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ንቤት ፍርዲ ክልተ ኣዉላዕሎን ንቤት ፍርዲ ከተማ ዉቅሮ ን2012ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ፣ መሳርሒ ሕትመት፣ ኣቅሑ ፅሬት፣ ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 8, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 21, 2012 07:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ክልተ ኣዉላዕሎ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 21, 2012 08:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 7,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ቤት ፍርዲ ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ንቤት ፍርዲ ክልተ ኣዉላዕሎን ንቤት ፍርዲ ከተማ ዉቅሮ ን2012ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ቢሮ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 1, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 18, 2012 07:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ክልተ ኣዉላዕሎ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ታሕሳስ 18, 2012 08:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 7,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/