ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዛታ ን 2012 በጀት ዓመት ነቲ ቤት ፅሕፈት አጎልግሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ፣ 1 መሳርሒ ፅሕፈት ፣ 2 ስራሕቲ ሕትመት ፣3 ኣቁሑት ቢሮ ፣ 4አቁሑት ኤሎክትሮኒክስ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 15, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 29, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ነሓሰ 29, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዛታ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ንብረትን ን 2013 በጀት ዓመት ኣብቲ ወረዳ ንዝረከቡ ኣብያተ ዕዮ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ፣ 1 መሳርሒ ፅሕፈት ፣ 2 ሕትመት ፣3 ኣቁሑት ፅሬት ፣ 4አቁሑት ኤሎክትሮኒክስ ፣ 5 ፈርኒቸራት ፣ 6 ናይ መኪና ሰርቪስ ጋራዥ ብዘርፉ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ካብ ዘሎዎም መቕረብቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ዉዕሊ ክኣስርን ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 19, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 10, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 10, 2013 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ፅገና ተሽከርካሪ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዛታ ንአገልግሎት ቤት ፅሕፈት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ፅሬትን ፡መሳርሒ ፅሕፈትን ከምእዉን ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 28, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 7, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሚያዝያ 7, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዛታ ንኣብያት ዕዩ እቲ ወረዳ ኣገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈትን :ንኣቅሑት ሕትመት : ንኣቅሑት ፅሬት : ንኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ: ንናዉቲ ቢሮ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 29, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 11, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 11, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: መሳርሒ ፅሕፈትን 5000 ቅርሺ :ንኣቅሑት ሕትመት 3000 ቅርሺ: ንኣቅሑት ፅሬት 3000 ቅርሺ : ንኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 15000 ቅርሺ : ንናዉቲ ቢሮ 5000 ቅርሺ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/