ማሕበር ከዋክብቲ 20 ኣባላት ዘለውዎ ዓርሰ ሓገዝ ማሕበር ኮይና ኣብ ካልኣይ ዙር ዕደላ ኣባይቲ 70 ካሬ ተወዲባ ኣብ ምንቅስቃስ ትርከብ፡፡ ስለዚ ማሕበር ከዋክብቲ ንዘህንፆም መንበሪ ኣባይቲ ብቁዓት ዝኮኑ ኮንትራክተራት ኣወዳዲራ ክትቆፅር ትደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 16, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 21, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 21, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/