ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ዓ/ሓቂ ዝርከብ ናይ ማሕበርና መንበሪ ህንፃ ፕሮጀክት ኮንስትራክሽን ስራሕቲ ን ኮንስትራክሽን ትካላት/ ኮንትራክተራት/ ኣጫሪቱ ከስርሕ ስለዝደለየ ብህንፃ ኮንስትራክሽን /Building Constriction/ ደረጃ 6ተ ልዕሊኡን ዝኮንኩምን ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 12, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 14, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 14, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/