ሎላ ችልድረንስ ሆም ንዘካይዶ ህዝባዊ መዋጮ ምስ ብሄራዊ ሎተሪ ብምትሕብባር በዓል 10.00 ብር ቶምቦላ ሎተሪ ትኬት ኣሐቲሙ ክሸይጥ ይደሊ።ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ተጫረቲ ናይ ሓደ ትኬት ዋጋ ብምጥቃስ በዓል 100 ቆፅሊ ትኬት ዝሓዘ 2000.00 (ክልተ ሽሕ) ፓድ ዋጋ ብምምላእ ንክወዳደር ንዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 10, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 15, 2011 10:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 15, 2011 10:31 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/