YMCA(ወወክማ) ከባቢ ማርያም ጉግሳ ኣብ ዘለዎ ሜዳ ከካሪ ስለዝደለየ ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ኣልሚዑ ክካረ ዝደሊ እዙይ ምልክታ ካብ 09/05/2017 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 16/05/2017 ዓ/ም ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 9, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 17, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: -18, 1745 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ገዛ/ህንፃ ክራይ/