ምልክታ ጨረታ
Back
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
Back
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ምልክታ ጨረታ
ብትካል
Sur Construction PLC
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ጨረታታት ካብ Sur Construction PLC
ትካል ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነት ዝተወሰነ ናይ ዉልቀ ማሕበር ን2011ዓ/ም ንፕሮጀክት ስራሕቲ መንገዲ ከተማ መቐለ ኣግልግሎት ዝዉዕሉ ኣናእሽተይ መካይን፣ ሚኒባስን ኣውቶብሳትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክካረይ ይደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 12, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 21, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ የካቲት 21, 2011 09:30 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:50,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ትካል ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነት ዝተወሰነ ናይ ዉልቀ ማሕበር ን2011ዓ/ም ንፕሮጀክት ስራሕቲ መንገዲ ከተማ መቐለ ኣግልግሎት ዝዉዕሉ 1- ሚኒባስ በዝሒ 3 ሞዴላ ወይ ዝተሰርሐሉ ዓ.ም.ፈ ካብ 2000 ክሳብ 2500፣2 -ላንድ ክሮዘር በዝሒ 2 ሞዴላ ወይ ዝተሰርሐሉ ዓ.ም.ፈ ካብ መካይን 1990 ክሳብ 2000፣ 3- ላንድ ክሮዘር በዝሒ 2 ሞዴላ ወይ ዝተሰርሐሉ ዓ.ም.ፈ ካብ 2001 ልዕሊኡን ፣4 -ፒክ ኣፕ በዓል 2 ጋቢና ብዝሒ 2 ሞዴላ ወይ ዝተሰርሐሉ ዓ.ም.ፈ ካብ 2006 ክሳብ 2009 ፣ 5- ፒክ ኣፕ በዓል 2 ጋቢና ብዝሒ 4 ሞዴላ ወይ ዝተሰርሐሉ ዓ.ም.ፈ ካብ 2010 ክሳብ 2014፣6 -ፒክ ኣፕ በዓል 2 ጋቢና ብዝሒ 1 ሞዴላ ወይ ዝተሰርሐሉ ዓ.ም.ፈ ካብ 2015 ልዕሊኡን፣ 7 ኣውቶብስ ብዝሒ 2 ሞዴላ ወይ ዝተሰርሐሉ ዓ.ም.ፈ ካብ 2005 ልዕሊኡን እዘን ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሳ መካይን ብጨረታ አወዳዲሩ ክካረይ ይደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 18, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 26, 2011 11:30 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 27, 2011 08:30 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:50,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነት ዝተወሰነ ናይ ዉልቀ ማሕበር ኣብ ከባቢ ሰራት ንዘስርሖ ሪል ስቴት ግዚያዊ ናይ ቱሪካላታ ሓርን ምቅራብን ምስራሕን ስራሕቲ/Supply and erection of concrete posts and fixed with barbed wire/ ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 25, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 12, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ሚያዝያ 12, 2011 08:30 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:100,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ሱር ኮንስትራክሽን ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ፒቪሲ ፕሮጀክት ዝ/ዩ ዘገልገሉ ንብረታት ዘገልገለ ባህርዛፍ ናይ ሞራሌን ፕላይ ውድን ቁርፅራፅ ዕንፀይትን ፣ ዘገልገለ ናይ ዘይትን ግሪስን በርሚል፣ ዘገልገለ ናይ ላሜራን ቴንዲኖን ቁርፅራፅ ሓፂን፣ ዘገልገለ ባትሪ 60A, 70A,150A፣ ዘገልገለ ጎማ 12*20፣ ዘገልገለ ጎማ 23.10*25፣ ዘገልገለ ናይ ካርታማ በርሚል፣ ዘገልገለ ናይ ኬምካል በርሚል፣ ዘገልገለ ናይ ኬምካል ፕላስቲክ በርሚል፣ ዝተቃፀለ ዘይቲ//፣ ዘገልገለ ናይ ሲሚንቶ ከረጢት /ጭረት/ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከሸይጥ ይደሊ፡፡
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 9, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 30, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጉንበት 30, 2011 08:30 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:50,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ጋራጅ መሳርሒ ኣቅሑት ማለት ድማ ጋራጅ ቱልስ ዊልዲንግ ትራንስፎርመር በዝሒ ክልተ : ጋራይንደር 230 ሚሚ በዝሒ 1 :ጋራይንዲር 180 ሚሚ በዝሒ 1 :ድሪንግ ማሽን 16 ሚሚ በዝሒ 3 :ሃይድሮሊክ ጃክ በዝሒ 1 :ሶፍትጌት በዝሒ 1: በንች ቤልት በዝሒ 1 ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 21, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 11, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 11, 2016 04:15 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:አይተገለፀን
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
ተወሳኺ ኣንብብ
ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንሪል ስቴት ናይ ሐመድ ምርምር ስራሕቲ ማለት ጂኦ ቴክኒካል ኢንቨስቲጌሽን ወርክስ ብንኡስ ስራሕ ተቆራፂ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 21, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 27, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 27, 2016 09:30 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:100,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:200.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ሱር ኪንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረት ማለት እዉን መለዋወጢ ኣቅሑት : ሓሸዋ : ዝተፈላለዩ ዓይነት ምስማር : ሽቦ : ጣዉላ ሞራለ : ኬሚካል :ቫይቪሬተርን ካልኦትን ካብ መቅረበቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 26, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 26, 2016 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:300.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ሱር ኮንስትራክሽን ኣብ መቐለ ከይዲ መንገዲ ፕሮጀክት ናይ ሮድ ማርኪንግ ስራሕ ብንኡስ ስራሕ ተኮናተርቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 26, 2016 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 17, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ታሕሳስ 17, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:100,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:5.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኣብ ላጪ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝረከብ ዝተፈላለየ ዓይነት መለዋወጢ ኣቅሑት ማለት እዉን ናይ ሲኖትራክ ማርቸድስ ኒሳን ትዮታን ካተር ፒላር ክረሸር ካማዝ ወዘተ ንምሻጥ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 8, 2016 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 8, 2016 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ሱር ኮንስትራክሽን ኣብ ከባቢ ቤት ህንፀት ዝርከብ ዝተፈላለየ ዓይነት ዘገልገለ ንብረት ማለት በራሚል : ናይ መኪና ባትሪ ጎማ: ቁርፅራፅ ሓፂን መፂንን : ዕንፀይቲን ወዘተ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 10, 2016 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 1, 2016 11:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም የካቲት 2, 2016 11:01 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ትካል ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ንሆቴል ኣብርሃ ካስትል ፅገና ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ሰራሚክ ኣቅሑትን ፅሬትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 24, 2016 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 3, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 3, 2016 04:15 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ትካል ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ናይ ኮንስትራክሽን ኣቅሑት ማለተ እዉን water pump for with full accessories በዝሒ 5 : hoze vibrater diameter 28 mm በዝሒ 14 : hoze vibrater diameter 38 mm በዝሒ 9 : hoze vibrater diameter 45 mm በዝሒ 5 : Compact tamper machine በዝሒ 5 ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 25, 2016 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 17, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 17, 2016 04:15 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ትካል ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ንፕሮጀክት ስራሕቲ አገልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ደረጃ ዘለዎ ቆርቆሮ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 9, 2016 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 18, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ጥሪ 18, 2016 04:15 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ፕሮጀክት ስራሕ አገልግሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረታት ሐደ ካርፐር ስቶልድ ሚልድ 2m ቁመት *4mm ቅጠንት በዝሒ 150 ፍረ : ክልተ ኦተር ካርፐር ስቶልድ ሚልድ 3.14 m * ቁመት 4mm ቅጠንት በዝሒ 4 ፍረ :ሰለስተ ኢነር ካርፐር ስቶልድ ሚልድ 2.51m ቁመት *4mm ቅጠንት በዝሒ 4 ፍረ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 15, 2016 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 5, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ የካቲት 5, 2016 04:15 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ትካል ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ Welding Transformer በዝሒ ኣርባዕተ በቲ ዝቀረበ ዝርዝር ቴክኒካል መግለፂ መሰረት አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 22, 2016 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 14, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ የካቲት 14, 2016 04:15 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ትካል ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ፋስ ስክሪን ኮንክሪት ምክሺቸር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 28, 2016 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 8, 2016 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 8, 2016 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
ናይ ደኩመንት ዋጋ:300.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ዝተፈላለያ ዓይት ኣርማታ ብረት ማለት አዉን ቴንዲኖ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 1, 2016 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ 30, 1745 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
ናይ ደኩመንት ዋጋ:300.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኣብ ከተማ መቐለ ሽረ ኣክሱም ዓብይ ዓዲን ካልኦት ከተማታትን የሳልጦ ኣብ ዘሎ ናይ ልምዓት ስራሕቲ ክሰራሐ ዝክእላ ሰለስተ ኤክስካቫተር : ሽድሽተ ሎደር : ሓምሳ ሰለስተን ገልባጭ መኪና ማለት እዉን ዳምፕ ትራክ : ሓሙሽተ ናይ ማይ ቦቲ ማለት እዉን ዋተር ትራክ ተካሪዩ ከስርሕ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 12, 2016 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
ናይ ደኩመንት ዋጋ:--
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ማሽነሪ ክራይ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ንኮንስትራክሽን ስራሐቲ አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ኮንስትራክሽን: ናይ ፅሬት ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 15, 2016 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 5, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 5, 2016 04:15 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ዝተፈላለዩ መሳርሕቲ ፅሕፈትን : ናይ ኣቅሑትጋራጅን ስቶክ ካብ ዘለዎም መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 13, 2016 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 2, 2016 02:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሚያዝያ 2, 2016 02:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
ናይ ደኩመንት ዋጋ:200.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ትካል ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ንኮንስትራክሽን ንዝተፈላለዩ ፕሮጀክት ስራሕ አገልግሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረታት ማለት እዉን ሳኒተሪ ፒቪሲ ፓይፕ ዲያሜትር 80 ሚሜ በዝሒ 10000 /ዓሰርተ ሸሕ / : ፒሲኤስ ኤሌክትሪካል ኮንዲት ርጅድ ዲያሜትር 16 ሚሜ በዝሒ 25330 /ዒስራን ሓሙሸተ ሸሕን ሰለሰተ ሚኢትን ሳላሳን / : ኤሌክትሪካል ፒቪሲ ፓፕ ዲያሜትር 160 ሚሜ በዝሒ 10 /ዓሰርተ / : ፒሲኤስ ፒቪሲ ፓፕ ዲያሜትር 50 ሚሜ በዝሒ 14 /ዓሰርተ ኣርባዕተ/ : ፒሲኤስ ኤሌክትሪካል ፒቪሲ ፓፕ ዲያሜትር 110 ሚሜ በዝሒ 19 / ዓሰረተ ትሽዓተ / : ፒሲኤስ ሄቪ ቱል ቦክስ በዝሒ ሐደ ሴት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 2, 2016 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 22, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሚያዝያ 22, 2016 04:15 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
ናይ ደኩመንት ዋጋ:200.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ በቲ ኣብ ታሕቲ ዝግለፅ ኣቅሓ ማለተ እዉን ዳብል ድራም ሃንድ ሎረር ማሽን በዝሒ ሽድሽተ : ዊልድንግ ትራስፎርመር በዝሒ ኣርባዕተ ዝርዝር ቴክኒካል መግለፂመሰረት ገይሩ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 4, 2016 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 29, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሚያዝያ 29, 2016 04:15 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ትካል ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ንኮንስትራክሽን ንዝተፈላለዩ ፕሮጀክት ስራሕ አገልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ጋራጅ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 7, 2016 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 26, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጉንበት 26, 2016 04:15 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
ተወሳኺ ኣንብብ
ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ንኮንስትራክሽን ናይ አስተራ መለዋወጢ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 7, 2016 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 27, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጉንበት 27, 2016 04:15 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
ተወሳኺ ኣንብብ
ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ናይ ስራሕ ጫማ ማለት እዉን ሴፍቲ ሹ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 17, 2016 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 24, 2016 02:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሰነ 24, 2016 02:31 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
ናይ ደኩመንት ዋጋ:300.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ናይ ኤክስካቫተር ሃይድሮሊክ ብሪከር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 10, 2016 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 26, 2016 02:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሓምለ 26, 2016 02:31 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
ናይ ደኩመንት ዋጋ:200.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
ተወሳኺ ኣንብብ
ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ንዝተፈላለዩ ፕሮጀክት ስራሕ አገልግሎት ዝዉዕሉ ቀላሚጦስ ባዕል 8 ሳሜ ብቁፅሪ 4010 : : ባዕል 10 ሳሜ ብቁፅሪ 1250 : ባዕል 12 ሳሜ ብቁፅሪ 2770 : ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 24, 2016 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 30, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሓምለ 30, 2016 04:15 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
ናይ ደኩመንት ዋጋ:200.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ትካልና ሱር ኮንስትክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኣብ ሱር ሪል እስቲት መቐለ ፕሮጀክት ዝርከብ ሰዓሪ ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 27, 2017 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 2, 2017 02:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ጥቅምቲ 2, 2017 02:31 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ናይ ስፖርተኛታት ዕጥቂ ካብ መቅረብቲ ብጨረታ አወዳዲር ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 6, 2017 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 27, 2017 02:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥቅምቲ 27, 2017 02:31 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
ናይ ደኩመንት ዋጋ:200.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ዝተፈላላያ ዓይነት ኣርማታ ንብረት ስቶክ ካብ ዘለዎም መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 18, 2017 (25 መዓልቲ ገይሩ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 9, 2017 02:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሕዳር 9, 2017 02:31 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
ናይ ደኩመንት ዋጋ:200.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/
ተወሳኺ ኣንብብ
... ግሪስ EP2ን ካብ መቅርብቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 29, 2017 (14 መዓልቲ ገይሩ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 20, 2017 02:00 ቅደሚ ሰዓት (7 መዓልቲ ይተርፎ)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሕዳር 20, 2017 02:02 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
ናይ ደኩመንት ዋጋ:200.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
ተወሳኺ ኣንብብ
... ሞልድ በዝሒ ክልተ በቲ ዝቀረበ ስእላዊ ቴክኒካል መግለፂ በቲ ዝተሐተተ ስእላዊ መግለፂ ማለት እዉን እስፐስፊኬሽን መሰረት ግይሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 3, 2017 (10 መዓልቲ ገይሩ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 25, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (12 መዓልቲ ይተርፎ)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሕዳር 25, 2017 04:15 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (52)
ዕዲጊት ሶፍትዌር(17)
ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል(25)
ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና(10)
ኮንስትራክሽን (695)
ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን(363)
መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን(69)
ስራሕቲ ማይ(185)
ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን(75)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (3671)
ኮምፒተርን ተዛመድቲ (737)
ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን(613)
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን(2294)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (181)
ኣካውንቲን ተዛማድኡን(84)
ኦዲት ተዛማድኡን(95)
ሕርሻ (343)
ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ(146)
ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን(37)
ሕርሻ መሺነሪ(32)
ፍዮሪን ሆልቲካልቸር(107)
ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ(21)
ህንፃ መሳርሒ (1738)
ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን(298)
ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት(762)
ናይ ምህንድስና ኣቁሑት(89)
ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን(147)
ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ(423)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1406)
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት(1324)
ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት(65)
ምምካር (138)
ዳታ ኤክስተሽን ኣመንዽመንጥትን ካንስሌሽን(0)
ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ(6)
ሌጋል ኮንሳልታንሲይ(10)
ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ(25)
ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ(44)
ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ(18)
ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኮንሳልታንሲይ(1)
ቋንቋ ትርጉም (34)
ትምህርቲን ስልጠና (162)
ጥዕና ተንከፍ ስልጠና(2)
መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት(119)
ትምህርቲን ትሬይንግ(27)
ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር(13)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1519)
ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን(760)
ምግጣምን ፅገናን(50)
ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን(699)
ምግብን መስተን (367)
ኣቅርቦት ምግቢ (284)
ካፌን ሬስትራንትን(79)
እግድ (24)
ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ(9)
መኪና ሓራጅ(8)
ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ(7)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (47)
ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (10)
ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ(37)
ፈርኒቸር (1097)
ገዛ ፈርኒቸር(17)
ናይ ቢሮ ፈርኒቸር(1023)
ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር(52)
ጥዕና (228)
ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት(16)
ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ(211)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (262)
ፀረ ባልዕን ነፍሳትን(2)
ኬሚካልን ሪኤጀንት(127)
ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ(133)
ፅገና (679)
ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን(182)
ፅገና ሞተርሳይክል(139)
ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት(49)
ፅገና ተሽከርካሪ(236)
ፅገና ማሽነሪ(21)
ካልኦት ፅገና(48)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (292)
ናይ መድሓኒት ምህርቲ(216)
ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን(23)
ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን(50)
ምስሊን ቀረፃን (17)
ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት(12)
ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ(5)
ስራሕቲ ሕትመት (1443)
ናይ ሕትመት ስራሕቲ(1134)
ናይ ሕትመት ኣቁሑትን(302)
ስራሕቲ ምልላይ (62)
ግራፊክስ ዲዛይን(14)
ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ(5)
ናይ ምልላይ ኣቁሑታት(15)
ኢቨንት ምዝግጃው(6)
ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት(22)
ክራይ (601)
ገዛ/ህንፃ ክራይ(32)
መኪና ክራይ(431)
ማሽነሪ ክራይ(135)
መሸጣ (875)
ገዛ/ህንፃ ምሻጥ(2)
መኪና/ማሺን ምሻጥ(12)
ካልኦት ዝሽወጡ(417)
ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ(431)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (68)
ስራሕቲ ሓለዋ(33)
ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር(4)
ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት(31)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (979)
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና(885)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል(69)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል(18)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (415)
ውፅኢት ቆርበት(2)
መጋረጃን ምንፃፍን(24)
ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን(325)
ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን (61)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (326)
ትራንስፖርት ግልጋሎት(317)
ናይ ትራንዚት ግልጋሎት(7)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (521)
ዕድጊት መኪና(15)
ዕድጊት ኸቢደ መሺን(291)
ዕድጊት ሞተርሳይክል(214)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (215)
ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን(167)
ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን(44)
መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት(3)