ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከብ JSI researcher & training Inst. Ink-L10k ዝተብሃለ ገባሪ ሰናይ ትካል ኣብ ከተማ ማይጨው ዝርከብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ለምለም ካርልን ኣብ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ከተማ መኾኒ ዝርከብ መባእታዊ ሆስፒታል መኾኒን ማእኸል ተሞከሮ (skill lab) ግልጋሎት ዝውዕሉ ፈርኒቸራት ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 7, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 27, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 27, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር/