ዓዲሽዑ ደብረ ብረሃን ቅድስት ድንግል ማርያም ቤተክርስትያን ሓድሽ ህንፃ ኣብ ምህናፅ ይርከብ። በዚ መሰረት ነቲ ሓድሽ ህንፃ ቤተክርስትያን መስርሒ ዝኸውን ናይ 96 ዝተፈላለዩ መሳኹቲ ብረት ማዕፆ ስራሕ ኣወደዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ።ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ተወዳደርቲ ዘይምለስ 100 ብር ብምኽፋል ጨረታ ሰነድ ካብ ደብረብረሃን ቅድስት ድንግል ማርያም ቤተክርስትያን ዓዲሽሁ ህንፃ ኮሚቴ ብምወሳድ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 15, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 24, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓዲ ሹ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 24, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/ ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/