ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣድማስ መቐለ ካምፓስ ንሰራሕተኛታቱን ኣብቲ ግቢ ተኻርዮም ናይ ዝሰርሑ ሰለስተ መንግስታዊ ቤት ዕዮታትን ንምግብን መስተን መስተንግዶ ኣገልግሎት ክህብ ዝኽእል ናይ ሰራሕተኛ ክበብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከካሪ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 14, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 19, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 19, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ካፌን ሬስትራንትን/ ገዛ/ህንፃ ክራይ/