እንዳ መኮኒ ዕዳጋ ማእከል ኣ.ማ ኣብ ከተማ ማይጨዉ ንዘስረሖ ዘሎ ዘመናዊ ህንፃ ዕደጋ ማእከል ግልሎት ዝዉዕል ናይ በሪን መስኮትን ማዕፆ ከስርሕ ሰለ ዝደለየ ንዞም ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሱ በርታት ዝኮኑ ዝተፈላለዩ ብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳድሩ ክገዝእ ይደልይ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 23, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 9, 2011 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መኮኒ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 9, 2011 05:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/