ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጎዓዝያን ወረዳ ወርዒ ለከ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ 2010 ዓም ከምእዉን ኣብ 2011 ኣብዚ ወረዳ ወርዒ ለከ ጣብያ ሰቡሕ ዝርከብ ናይ ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ሐደ ህንፃ ቤት ፅሕፈት ምስ ገኒ ሽቃቅ ኮድ ሎት 03 ክልተ ብሎክ መምሃሪ ክፍሊ ኮድ 01 ን 02 ህንፃ ስራሕቲ ነኒበይኖም ብምጭራት ከስርሕ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 24, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 8, 2010 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ወርዒ ለኸ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጉንበት 8, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/