ትካልና ፋብሪካ እምነበረድ ሰማያታ ኣብ ግልጋሎት ዝወዓሉ ዝተፈላለዩ ናይ ዓበይትን ኣናእሽተይን መካየን ጎማ ፣ ቾርኬ ባትርን ፣ ዝተቓፀለ ዘይቲ ኦልዮ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 23, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 29, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 29, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 1,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ትካልና ኣብ ዉቅሮ 2ተ ኣዉላዕ ዝርከብ ኣብ ምፍራይ ዉፅኢት እምነበረድ ዝነጥፍ እንትኮን ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት እዉን ፣ ቁርፅራፅ ሓፂን መፂን ፣ ናይ ግራናይት መቁረፂ ሓፂንን እምኑ መሰርሰሪ ሓፂን ፣ ጎማ ፣ ባትሪ፣ ቁርፅራፅ ካቦ፣ ኣረጊት ቆርቆሮ ፣ ዘገልገሉ ራበርት፣ በርሚል ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 11, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 14, 2012 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 14, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ዓይጋ ንግድን ኢንድስትርን ሓ/ዝ/ዉ/ሓ ፋብሪካ እምነበረድ ሰማያታ ኣብ ዉቕሮ 2ተ ኣዉላዕሎ ፍሉይ ቦታ ጣብያ በለሳ ዝርከብ ኣብ ምፍራይ ዉፅኢት እምነበረድ ዝነጥፍ ዉልቀ ትካል እንትኸዉን ትሕት ክብል ዝተገለፁ ኣቅሑት ማለት እዉን ዘገልገሉ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ባትሪታት ቁርፅራፅ ብረታት ዘገልገሉ ናይ ዘይቲ በራሚልን ካልኦትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 20, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 25, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 25, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/