ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዕደጋ ሓሙስ ንናይ ከተምኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኮንስትራክሽን ኣቅሑት : ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት : ንፅሬት ዝሕግዙ ኣቅሑትን ካብ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 30, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 15, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዕዳጋ ሓሙስ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 15, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ኮንስትራክሽን ኣቅሑት 50000 ቅርሺ : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ 15000 ቅርሺ : ንናይ ፅሬት ኣቅሑት 5000 ቅርሺ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 1,500.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት መዘጃጋ ከተማ ዕደጋ ሓሙስ ኣብ ናይ 2017 ዓም በጀት ዓመት ኣሰብ ዕደጋ ሓሙስ ስራሕቲ ምልእላይ ዉሕጅ ካብ ደረጃ 6 ልዕሊኡን ብ RC ወይድማ GC ተኮናተርቲ ብግልፂ ጨረታ አወደዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 15, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 15, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዕዳጋ ሓሙስ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 15, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 800,480.12
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 1,500.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

ቤት መዘጋጃ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ንናይ ከተምኡ አገልግሎተ ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ካብ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 28, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 12, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዕዳጋ ሓሙስ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 12, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 25,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ንናይ ከተምኡ አገልግሎተ ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ካብ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 15, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 30, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዕዳጋ ሓሙስ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 30, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 25,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት መዘጋጃ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ንቤት ፅሕፈት ኣጎልገሎት ዝዉዕሉ፣ ሎት1 መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ሎት2 ኣቅሑት ፅሬት ፣ሎት3 ኤሌክትሮኒክስ ፣ሎት 4 ኣቅሑት ጎማታት መኪና፣ ካብሕጋዉያን ነጋዶ ብመደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 18, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 2, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 2, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት መዘጋጃ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ አብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ፣ ሞተር ሳይክልን ፣ ሃንድ ጂፒኤስን ፣ ብድጅታል ካሜራ ፣ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 10, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 23, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዕዳጋ ሓሙስ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 23, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ቤት ማዘጋጃ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ንበጀት ዓመት 2011ዓ/ም ሕጋውያን መቅረብቲ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 9, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 19, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዕዳጋ ሓሙስ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 19, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት መዘጋጃ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ናይ ባላስት ፎርስ ዲኦም ናፕስ ኤሲ 220 ቮልት 50 ሄርዝ 250 ዋት ፔዳስ 250 ዋት ካብ 220 ቮልት ከሳብ 240 ቮልት አምፖል ሶዲዮም ናምፕሊክስ ትሕቲ 40 250 ዋት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 16, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 25, 2010 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዕዳጋ ሓሙስ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 25, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/