ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራት ከተማ ዉቅሮ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ዲስክቶፕ ኮምፒተርን :ላፕቶፕን :ሳከነርን ፕሪንተርን :ፕሮጀክተርን: ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ከካብ ዝምልከቶም መቅረብቲ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 10, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 25, 2010 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 25, 2010 04:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/