ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ሽረ እነዳስላሴ ስዒቦም ንዝተገለፁ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 3, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 15, 2010 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥሪ 15, 2010 09:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5000 & 3000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ፓምፕታትን መለዋወጢ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ፣ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም HGPE GL ቱቦን መገጣጠሚን፣ ናውቲ ላብራቶሪ ማይ ፣ መሳርሒ ፅሕፈትን ኤሌክትሮኒክስን በግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 15, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 29, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ሕዳር 29, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ሽረ እነዳስላሴ ስዒቦም ንዝተገለፁ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ፓምፕታት መለዋወጢ ኣቅሑት ኤሌትሪክ፣ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም HPDE ን GI ቱቦን መጋጣጠምን ፣ ኣቅሑት ላብራቶሪ ክሎሪንን ካልኦትን

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 10, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 22, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ታሕሳስ 22, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ሽረ እነዳስላሴ ስዒቦም ንዝተገለፁ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም GI ትቦ መገጣጠምን ዲሲኣይ ሰላንጅ ዳትን ፣ ኣቅሑት ቤተ ፈተነን ክሎሪንን

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 15, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 29, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መጋቢት 29, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ሽረ እነዳስላሴ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ፓምፕታትን ኣቅሑት መለዋወጢ ኤሌክትሪክን ፣ ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎም ኤች ዲቢ ኢን GI ትቦ መገጣጠምን ፣ ኣቅሑት ላብላቶሪ ክሎሪንን፣ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኤሌክትሮኒክስን ፣ ኣቅሑት ቢሮን ፣ ፅሬትን ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መካይን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ክገዘእ ስለዝደለየ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 5, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 19, 2013 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: Shire Endassilase
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መስከረም 19, 2013 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/