ቤት መዘጋጃ ማህበረ ዲየጎ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ንናይ መስተ ዓቅሚ ጎድጎድ ዝዉዕል ፓምፕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 26, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 16, 2010 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዲየጎ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥሪ 16, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/