ኣብ ትሕቲ ምምሕዳር ቤት ፅሕፈት ህንፀትን መጎዓዝያ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ዝርከብ ይክዲ ስራሕ ቁፅፅር ዲዛይንን ህንፃን ስራሕቲ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ካብ FSRP ሐገዘ ዝተረከበ በጀት ዝተረከበ ኣብ ከተማ መኮኒ ዝረከብ መክዘን ዩኒን ለምላም ራያ ንምህናፅ ስለዝደለየን ብዝኮነ ዓይነት ደረጃ ፍቃድ BCን GC ናይ ንግዲ ስራሕቲ ህነፀት አወዳዲሩ ከሃንፅ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 1, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 8, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ራያ ዓዘቦ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 8, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 70,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ኣብ ቤት ዕዮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ከተማ መኮኒ ቤት ዕዮ ከተማ ልምዓትን ንግድን ኢንዱስትሪን ጨንፈር መኮኒ ናይ ቤት መዘጋጃ ቤት ዕዮ ብሎክ ህንፃ ንምስራሕ ኣብ ትግራይ ትርከቡ ቢሲ ጂሲ ብደረጃ 9ን ብርኪ ፍቃድ ደቀቅቲ ንግዲ ትካላትን ኮንስትራክሽንን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ታሕሳስ 15, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 27, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ራያ ዓዘቦ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 27, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 16,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/