ኣብ ወረዳ ራያ አለማጣ ንቤት መዘጋጃ ዋጃ ጥሙጋ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣብቲ ከባቢ ዝስርሑ ደረቅ ወንበር : ናይ ኔትወክ ኣቅሑት ምስ መጋጣጠሚኡ ማለት እዉን ብሮድ ባንድ :ሃይ ባግ ተሽከርከርቲ ወንበር : ዲስክ ቶፕ ኮምፒተር :ላፕቶፕ ኮምፒተርን : ስቴብላይዜርን ናይ ፅርጌ ፓዉዛ ማለት እዉን መብራህቲ ብክልተ ሚእትን ሓምሳን ዋት ምስ ኣርሙን ኬብሉን መብራህቲን ብመደኛ በጃት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 26, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 12, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ታሕሳስ 12, 2010 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 130.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/