ቤት ፅሕፈት ቀረብ መሰተ ማይን ፈሳሲን ከተማ ራማ ዝተፈላለዩ ናይ መስመር ማይ ትቦታታት :ናይ ትቦ መገጣጠሚታት :ናይ ፅሕፈትን : ፅሬትን መሳርሒታት : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብብርኪ ክልል ብግልፂ አጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 1, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 13, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ራማ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 13, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ቐረብ መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ ራማ ኣብ ዉሽጢ ቀፅሪ ቤት ፅሕፈቱ ዝርከብ ካብ ግልጋሎቱ ዋፃኢ ዝኮነ ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎም ትቦ ሓፂን : ቆፅርቲ ማይ : ዝተፈላለዩ ቁራፅ ቁራፅ ሓፂነ መፂንን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሽየጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 29, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 4, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ራማ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 4, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: -
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ፅሕፈት ቐረብ መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ ራማ ኣብ ዉሽጢ ቀፅሪ ቤት ፅሕፈቱ ዝርከብ ካብ ግልጋሎቱ ዋፃኢ ዝኮነ ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎም ትቦ ሓፂን : ቆፅርቲ ማይ : ዝተፈላለዩ ቁራፅ ቁራፅ ሓፂነ መፂንን ብግልፂ ሓራጅ ጨረታ አወዳዲሩ ክሽየጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 25, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 9, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 9, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ፅሕፈት ቀረብ መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ ራማ ኣብ ቀፅሪ እቲ ቤት ፅሕፈት ዝርከቡ ኣብ ስራሕ ዝነበሩ ዝ/ዩ ቱቦታት ማይ ብሓራጅ ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 12, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 17, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ራማ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 17, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ፅሕፈት ቀረብን ማይን ፈሳሲን ከተማ ራማ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩ መሳርሕታት ቡንባ፣ ናውቲ ኣብያተ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ መቀያየሪ ኣቅሑት ብሽክሌታ፣ ዝተፈላለዩ መሳርሕታት ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ፅሬትን ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወደዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 15, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 20, 2011 5:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ራማ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 20, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ቀረብን መስተ ማይን ፈሳሲን ከተማ ራማ ካብዚ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩ መሳርሒታት ቡንባ፣ ናውቲ ኣብያተ ፅሕፈት፣ ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስ፣ መቀያያሪ ኣቅሑት ብሽክሌታ ፣ ዝተፈላለዩ መሳረሕታት ፅሕፈትን ፅሬትን ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወደዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 8, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 20, 2011 5:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ራማ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 20, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ቀረብን ማይን ፈሳሲን ከተማ ራማ Complexity electrical saber pump ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወደዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 5, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 20, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ራማ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 20, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/