ኣብ ወረዳ ራያ ዓዞቦ ዝርከብ መባእታዊ ሆስፒታል ሞኾኒ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ፣ መድሓኒትን ፣ ናዉቲ ሕክምናን፣አቁሑት ፅሬት ፣ መሳርሒ ሕትመትን ፣መሳርሒ ፅሕፈትን ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 2, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 11, 2013 6:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 11, 2013 8:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ኣብቲ ክፍለ ከተማ ዝርከብ ን2013 ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል ፣መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 30, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 9, 2013 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 9, 2013 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ዉቕሮ ሓፈሻዊ ን ሆስፒታልና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት መሳርሒ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከሐትም ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 30, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 3, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 3, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕ/ሕ/ስ ዕቃርን ልቃሕን ፋና መናእሰይ ኣቕሑ ማእከል መረዳእታ ( Data Center) ምስ ሙሉእ ስራሕቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም መቕረብቲ ዉልቀሰባትን ትካላትን ንክትሳተፉ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 30, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 4, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 4, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምም/ር ፋይናንስ ወ/ራ/ጨርጨርን ን ቤት ፅሕፈት ጥዕና ወረዳ ራያ ጨርጨርን ናይ መኪና ኣቅሑ ክጫርት ስለዝደለየ እዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ነጋዶ እዚ ናይ ዕደጋ ፕሮፎርማ ሰነድ ክተማልኡ ንላቦ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 30, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 5, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2012 5:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

Mekelle Water Supply & Sewerage Service Office : Smart UPS Capacity 1500VA Set 03 Electrical power divider Set 10 :

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 30, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 2, 2012 2:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 2, 2012 2:02 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ዲኮር ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 30, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 3, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 3, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኮሌጅ ፖሊ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ፎርድ መኺና መለዋወጢ ኣቅሓ HUB Synchronier በዝሒ 01 ብፕሮፎርማ ኣጫሪቱ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ናይቲ ዘርፊ ፍቃድ ዘለኩም መቅረብቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 30, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 2, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 2, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ዉቕሮ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ደ/ከ/ስ/ዕዳ/ፋይ/ንብ/ምም/ርን ኣብ ሆስፒታልና ተሽከርከርቲ መኪና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መቀያየሪ ኣቅሑት /ስፔር/ ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 30, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 3, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 3, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ንደ/ከ/ስ/ርክብ ህዝቢ ግልጋሎት ዝዉዕል ፖስት ካርድ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሐትም ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 30, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 4, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 4, 2012 10:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/