ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ኣፅቢ ን 2013ዓም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል 1ቆፀርቲ ፣ ካልኦት ናይ ዓማዊል መሸጣ ዝዉዕል ፋቲንግታት 2 ንመስመር ፅገና ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ፋቲንግታት ፣ HDPE መጋጣጠሚኡን 3 ን ዓብዩ መስመር ዝርገሐ ዝዉዕሉ HDPE ትቦታት መጋጣጠሚኡን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 22, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 20, 2013 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: Atsbi
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 20, 2013 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 16,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ንከባቢ 48 መካይን ፍጥነት መገደቢ ድህንነት ትራፊክ መንገዲ መረጋገፂ ምስ ጅፒኤሱን መግጠምን ሓዊሱ ግልፂ ጨረታ ከወዳዲሩ ከግጥም ከስርሕ ስለዝደለየ ካብዚ ቀፂሉ ዘሎ መስፈርት እተማልኡ ተወዳደርቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 22, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 6, 2013 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 7, 2013 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ስራሕቲ ሓለዋ/ ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር/

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘ ናይ ኤሌክትሮኒስ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 22, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 25, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 25, 2013 4:10 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ግልጋሎት ካፍተርያ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 22, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 26, 2013 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 26, 2013 3:10 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ካፌን ሬስትራንትን/

ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ናይ ኮድ 4-00143 ትግ ዝኾነ ሞዴል HZJ 80 ኮብራ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ በቲ ዘርፉ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልኩምን ክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 22, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 25, 2013 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 25, 2013 8:45 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ናይ ኮድ 4-00890 ትግ ዝኾነ ሞዴል ስካንያ ሞርኮ ፓሎ F94.H.B ኣዉቶብስ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ በቲ ዘርፉ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልኩምን ክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 22, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 25, 2013 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 25, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር አወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 22, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 26, 2013 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 26, 2013 10:02 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ፅገና /ጋራዥ/ ክተወዳድር ስለ ዝደለየት ፡-

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 22, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 29, 2013 6:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 29, 2013 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ፅገና ተሽከርካሪ/

ናይ ዓዲግራት ጥዕና ጣብያ ተ/ስውኣት 1ይ በጀት ዓመት ን ሕትመት ዝውዕል ብፕሮፎርማ ክንገዝእ ንደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 22, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 30, 2013 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 30, 2013 8:02 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ፋብሪካ መድሓኒት ኣዲስ ኣክስዩን ካብዚ ንታሕቲ ዝተዝረዘሩ ናይ ስፖርት ዕጥቅታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ንክትወዳደሩ ድልየት ዘለኩም እዞም ዝስዕቡ መስፈርት ኣማሊእኹም ንኽትወዳደሩ ትካልና ብኽብሪ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 22, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 27, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 27, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/