አብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ CRG ብዝረኸቦ በጀት ንወረዳታት ፃዕዳ-እምባን ታሕታየ ቆራሮን ንመስተ ማይ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መቀያየሪ | አቁሑት ኣፍሪዴቭ ሃንድ ፓምፕ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 21, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 5, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 5, 2016 3:15 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ናይ እስተሽነሪ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብ ዙይ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋውያንነጋዶ ነዚ ዝስዕብ ረቛሒ እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 20, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 4, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 4, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 20, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 22, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 22, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረታት ማለት እዉን ቀዳማይ ናይ ስቲድዩ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ካልኣይ ናይ ላፕቶፕ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ከስርሕን ይደሊ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 20, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 27, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 27, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 100,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ሓፈሻዊ ሆስፒታል መቐለ ዝተፈላለየ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ከዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 20, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 28, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 29, 2016 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ እዞም ዝስዕቡ ፅሕፈት መሳረሒ/ዶክመንቴሽን/፣ ናይ ስልጠና ኣቁሑት ፣ናይ ህፃናትመግቢ ፣ናይ ዓበይቲ መግቢ ጨረታ ዓይነታት ብጨረታ ክትዕድግ ትደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 19, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 28, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 28, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቢሮ ቴክኒክን ሙያን ትምህርትን ስልጠናን ስራሕ ዕድል ፈጠራን ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔርን ጎማ መኪናን ብፕሮፎርማ አወዳድርካ ክንገዝእ ንደሊ ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 19, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 22, 2016 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 24, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ናይ ህንፃ መሳርሒ ፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 19, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 24, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 24, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይን እግሪ ምትካልን ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝቐረበ ናይ ፅሕፈት መሳረሒን ፅሬትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 19, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 21, 2016 8:20 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 21, 2016 8:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ መኾኒ ንቤት ፅሕፈት ዘገልግል ናይ ማይ ናውቲ ኣቁሑት ማለት እውን HDPE Pipe& Fiting, GS Fiting Plumping Toolsመጋጥምን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋውያን ነጋዶ ዝተዘርዘሩ ረቓሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ንዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 19, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 23, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መኮኒ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 23, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 30,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/