ትካልና ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ አብ ዋና ቤት ፅሕፈት ንሰራሕተኛታት ግልጋሎት ዝህብ መለስተኛ ካፍተርያ ብክራይ ግልጋሎት ዝህቡ ትካላት ከካርይ ስለዝደሊ ስዒቡ ዝተዘርዘር ሮቆሕትታት ዘማልኡ ተጫረቲ ይዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 3, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 15, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ምግብን መስተን/ ክራይ/

ን ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ን 2007 በጀት ዓመት አብ ወረዱኡ ንዝርከባ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ , ናይ ፅሬት ኣቅሑ , ዝተፈላለዩ ሃላቂን ቀዋሚን ኣቅሑ ,

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 3, 2006 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 13, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ወልቃይት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንድስትሪን ን 2007 ዓ/ም በጀት ዓመት ፅ /መሳርሒ ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 3, 2006 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 7, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ኤጀንሲ ፕሮሞሽን ዕደጋ ፍርያት ሕርሻ ክልል ትግራይ አብ ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት ናይ ፅሕፈት መሳርሒሕን ናይ ኮምፒተር አክሰሰርን ክዕድግ ሰለዝደለየ አብዚ ንግዲ ዝተወፈርኩም ነጋዶ / ትካለት ክትጫረቱ ይዕድም ስለዚ ክትጫረቱ እትደሊዩ መቕረብቲ በዚ አብ ታሕቲ ዝተዘርዘረ መምርሒ ክተማልኡ ትግደ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 3, 2006 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 5, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት / ናይ ቢሮ አቁሑት/

ኒዉ ሚሊንየም ኮሌጅ አብ መቐለ ካምፓስ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ኮምፒተርን ኔትወርክን ናይ ሐደ ዓመት ፅገናን ሰርቪስን (maintenance and Service ) ዝገብር ትካል ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ዝስዕብ ረቑሓታት እተማልኡ ንክትጫረቱ ይዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 3, 2006 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 9, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት / ፅገና/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣላማጣ ኣብ ከተማ ተኽሊ ፈልሲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድገ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 27, 2006 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 3, 2006 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣላማጣ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ሕርሻ/

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ (ማረት ዝተፈላለዩ ዓይነት መካይን መለዋወጢ ኣቑሑት (ማለት ስፔር ፓርት) ብጭረታ መልክዕ ክትሽይጥ ስለ እትደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 22, 2006 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 6, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ፅሕፈት መሳርሒ ካብ ሕጋዊያነን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 21, 2006 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 27, 2006 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ትካልና ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ሓዝዉ ማሕበር ንሰራሕተኛ ናይ ሰርቪስ ኣገልግሎት ዝህባ 9 ኣዉቶብስ መካይን እቲ ኣዱሽ ናይ ትካልና ሽምን ኣርማን /ሎጎ /

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 21, 2006 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 6, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ/

ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንድስትሪን ዘለዉኦ ተሽከርከረቲ /መካይን ን 2007 ዓ/ም በጀት ዓመት ስፔር ፓርትስ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 14, 2006 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 20, 2006 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/