ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ ም ብኮንስትራክሽን ሞያ መደበኛን ሓፂርን ስልጠናን ዘሰልጥኑ ንሰልጠንቲ ዝተመደብሎም በጀት መሰረት ብምግባር ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ናይ ፅሬት ፣ ናይ ማይ ኣቁሑት ፣ ኤለክትሪክ ፣ኮንስትራክሽን ፣ናይ ብሎኬት፣ ኮብልስቶን ፣ፈርኒቸርን ፣ሕትመትን ክገዝእ ስለዝደለየ ንክትወዳደሩ ብግልፂ ጨረታ ይዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 18, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 5, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣግበ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 5, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ኣግበ ቴክኒክን ሞያን መሰልጠኒ ማእከል ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ብኮንስትራክሽን ሞያ መደበን ሓፂርን ስልጠና እነስልጥኖም ሰልጠንቲ ዝተመደበሎም በጀት መሰረት ብምግባር ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ፅሬት መሳርሒ :ናይ ማይ ኣቁሑት : ናይ ኤሌክትሪክ :ናይ ኮንስትራክሽን : ናይ ብሎኬት : ናይ ኮብልስቶን :ፈርንቸርን ሕትመትን ክገዝእ ስለ ዝደለየ ንክትወዳደሩ ብግልፂ ጨረታ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 15, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 5, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣግበ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ካብዚ ነታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎ ናይ ማይ ትቦን መገጣጠሚ ባክተሮለጂካል ኬስት ፣ማዉንቴን ሳይክል፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ኮምፒተር ፣ፕሪንተር ፣ጠረጴዛ፣ ሸለፍ ፣መለዋወጢ ኣቁሑት መኪናን ካልኦት ንብረታትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።ብመሰረት እዚ ኣብ ጨረታ ንክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 15, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 26, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሰቲት ሑመራ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ንናይ ሆስፒታል መካይን ላንድክሎዘር /ሞዴል 78/ ግልጋሎት ዝዉዕል መለዋወጢ ኣቅሓ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ምግዛእ ይደሊ :: ስለዚነዚኣብታሐቲዝተዘርዘሩረቆሒዝተማልኡነጋዶንክትጫረቱንዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 15, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 28, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ለሰራተኞቹ አገልግሎት የሚዉል የተለያየ መጠንና ዓይነት ያለዉ ጋዎን: ቱታ: የፀጉር መሸፈኛ ቆብ : ሸሚዝ: ሱሪ :ክራባት የሺቶች ጉርድ ቀሚስና ለዋርዲያ ሚሆን የትራፊክ ቆብ ለመግዛት ይፈልጋል

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 15, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 10, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን/

ንቤት ፅሐፈትና ግለጋሎት ዝዉዕሉ ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታአወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 15, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 22, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ማለት

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 15, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 19, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ LOT 1: ፅሬት መሳርሒ LOT 2: ህነፃ መሳርሒ LOT 3: ን ናይ ኤሌክትሪክ ኣቐሑት LOT 1: ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 15, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 28, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዕዳጋ ሓሙስ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኣብ ሚሊ ከተማ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ናይ ማይ ምምልላስ አገልግሎት ዝትሕብ ቦጥ መኪና ብጨረታ አወዳዲሩ ዉዕሊ ንምዕሳር ስለዝደሊ ኣብ ታሕቲ ዝተጠቐሱ ረቋሒታት ተማልኡ ናይ ማይ መመላለሲ ቦጥ መኪና መካረይቲ ትካላት አብቲ ጨረታ ንክሳተፉ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 13, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 21, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/

ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቁሑት ፣ኣቁሑት ፅሬት ፣ ኣቁሑት መለዋወጢ መኪና ፣ንናይ ላባራቶሪ ን ኬሚካላትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።ስለዚ ኣብ መምርሒ ተጫረቲ ዘለዎ ዝርዝር መለክዕታት ተማልኡ ነጋዶ በቲ ዝቀረበ ዝርዝር መሰረት ንክትጫረቱ ሰነድ ጨረታዉን ዘይምለስ ንነፍስወከፍ 50 ቅርሺ እናከፈልኩም ካብቲ ትካል ክትወስዱ የተሓሳስብ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 13, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 3, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/