ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ ዋጅራት ንቤት ናይ ማይ ሲስተም ምዝርጋሕ መለዋወጢ አቁሑ መኪናን ሞተር ሳይክልን ዝተፈላለዩ ካልኦት አቁሑትን አጫሪቱ ክገዝእን ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 30, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 17, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሕንጣሎ ዋጅራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 17, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ስራሕቲ ማይ/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

መቐለ ማእከል ቤት ህንፀት ናይ መኪና መለዋወጢ አቅሓ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 30, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 15, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 15, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ኮሌጅ ንግስተ ሳባ ቴክኒክን ሙያ ዓድዋ ኣብ 2009 በጀት ዓመት ኮሌጁ ንዝርከብ ናይ ምምሃርን ምስትምሃርን ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ : ኤሌክትሮኒክስ : ፅሬት አቁሑት: ህንፃ መሳርሒ: ናይ ኮንስትራክሽን ተንከፍ ዝኮኑ አቁሑት :ናይ ኤሌክርቲክን ኢንዱስትሪን አቐሑት :ናይ ሳይክል መቀያየሪ አቁሑን :ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 28, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 8, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 8, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ቢሮ ርክብ ህዘቢ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2009 ዓም መሳርሒ ፅሕፈትን አቁሑ ኤለክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 28, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 9, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 9, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ንኤጀንሲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ደቀቅቲ ኣናእሽተይን መሳርሒ ሎት 1 ናይ ፅሬት ኣቀሑት ሎት 2 ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሐት እስፔር ሎት 3 ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 26, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 7, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 7, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ማእከል ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንቤት ፅሕፈትና ዝዉዕሉ መሳርሕታት ፅሕፈት ፣መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና ፣ከምኡዉን ኣቁሑት ፅሬት ጎማን ባትርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 26, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 8, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 8, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 4,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 40.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ዓድዋ ማእከል ቤት ህንፀት ኣብ 2009 በጀት ዓመት ንቲ ቤት ህንፀት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሕታት ህንፃ: መሳርሕታት ፅሕፈትን: ካልኦት ሀለቅቲ አቁሑትን :ናይ ፅሬት አቁሑትን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ኣጫሪቱ ክዕድግ ስለዝደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 26, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 11, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 11, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 60.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ነቲ ቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ስራሕቲ ሕትመት ፣ፍላድ ሞልድ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንተወዳደርቲ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 26, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 10, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 10, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ሆስፒታል መቀለ ዝተፈላለዩ ናይ ሰብ መድሓኒት: ናዉቲ ሕክምናን: አቁሑት Laboratory Reagent ብግልፂጨረታኣወዳዲሩ ክዕድግይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 26, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 4, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 4, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 1,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምዕራብ ንበጀት ዓመት 2009 ዓ/ም ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት ፅሕፈት መሳርሒ ከምኡዉን መሳርሒ ፅሬት ዕደጋ ከካይድ ስለዝደሊ እዞም ዝስዕቡ ሮቆሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንዉድድር ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 26, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 9, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሐመራ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 9, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/