ማእከል ቤት ፍርዲ ዞባ ሰሜን ምዕራብ መሳርሒ ፅሕፈት :አቁሑት ፅሬትን :አቁሑ መለዋወጢ መኪናን: ፈርኒቸርን :ኤለክትሮኒክስን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 20, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 30, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 30, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ንግልጋሎት እቲ ቢሮ ዝዉዕሉ ንብረታት ኣጫሪቲ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 20, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 4, 2010 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 4, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ናገዛ ኣቁሑት/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ኣብ ጣብያ እንዳስላሰ መትረብ ወይዉን ካናል መስኖ ካናሉ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 20, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 5, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ፀገዴ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 5, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/

ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጎዓዝያን ከተማ አዲግራት ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ምዕባለን ምምሕዳርን መንገዲ ሓድሽ ፀፀር መንገዲ ፓኬጅ ሰለስተ ካብ ቀበሌ 06 ቀጠና 6 ናብ ምምሕዳር ከባቢ ቡከት ብዉልቀን ዳኣንትን ማለት እዉን ማሕበራት ብደረጃ 8 ንእሽተይ RC/GC ተኮናተርቲ ብናይ ULDP በጀት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 20, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 6, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 6, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ናይ ኢማተሪያል :ፅሕፈት መሳርሒ ብ ፕሮፎርማ ጨረታ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 16, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 22, 2010 5:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ኣፅቢ ወንበርታ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 22, 2010 5:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ኤጀንሲ ሐለዋ ስነ ከባቢ ምምሕዳርን አጠቓቅማን ገፀር መሬት ክልል ትግራይ ን2010 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 16, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 6, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 7, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 4,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ ዝተፈላለያ ጣብያታት እታ ወረዳ ዝተፈላለዩ ዝተፈላለዮ ናይ መስኖ ስትራክቸር ዝስርሑ ናይ ህንፃ መሳርሒ ጋቤን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 16, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 30, 2010 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ኣሕፈሮም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 30, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ስራሕቲ ማይ/

ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎ ናይ ማይ ትቦን መገጣጠሚ ፣መለዋወጢ ኣቁሑት መኪናን ጎማ መኪናን መሳርሒ ፅሕፈት ናዉቲ ፅሬት ክሎሪን መለዋወጢ አቁሑ ሞተር ብስክሌትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።ብመሰረት እዚ ኣብ ጨረታ ንክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 16, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 29, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ሰቲት ሑመራ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 29, 2010 5:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ንቤት ፅሕፈት ማይን ማአድንን ኢነርጅን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ኣብ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ዝስርሓ ናይ ሓባር ዒላታትን ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 16, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 3, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ታሕታይ ኣድያቦ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 3, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/

ማእከል ቤት ህንፀት ዓዲግራት ምግብና ከምኡዉን መሳርሒ ፅሕፈት መሳርሒ ህንፃ ንተሃነፅቲ ስራሕቲ ዝዉዕሉ ጣዉላን ሓፂነ መፂንን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 16, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 28, 2010 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 28, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/