ማእከል ቤት ህንፀት ዓዲግራት ምግብና ከምኡዉን መሳርሒ ፅሕፈት መሳርሒ ህንፃ ንተሃነፅቲ ስራሕቲ ዝዉዕሉ ጣዉላን ሓፂነ መፂንን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 16, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 28, 2010 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 28, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ዋንነቱ ናይ ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ቤት ፅሕፈት ሕርሻ ገጠርን ልምዓትን ዝኮነ ብናይ ስደተኛታት ተፅዕኖ ምላሽ ናይ ልምዓት ፕሮጀክት በጀት ድጋፍ ናይ ጣብያት ዕደጋ ሕብረትን ማይ በርበር ማእከል መሰልጠኒ ሓረስቶት ብጋብዩን ሓፁር ንምስራሕን: ሰፈር ከፍቲ ሰፍር ንህቢ ሰፈር ደርሆ ንምስራሕ ናይ ጠብታት ዕደጋ ሕብረት ማይ በርበርን ሕፃፅ ማእከል መሰልጢ ሓረስቶት ጤለ በጊዕ ንምስራሕ ናይ ጣብያት ዕደጋ ሕብረትን ሰላምን ንእንስሳ መሐከሚ መቃፀሊ ገፀሓፍ ንምስራም ብናይ ኮንስተራክሽን ፍቃድ ንዘለዎም ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 15, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 26, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣስገለ ፅምብላ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 26, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 60,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ 2010 ዓም ዋንነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ሕርሻ ልምዓትን ገጠርን ዝኮነ ብናይ ስደተኛታት ተፅዕኖ ምንካይ ፕሮጀከት ብዝተሓዘ በጀት ኣብ ወረዳና ኣብ ዝርከባ ሰለስተ ጣብያታት ስምረት ሐደ ዕርዲ ሕብረት ሐደ ሰላም ክልተ ዝስርሓ አርባዕተ ፖርፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 15, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 21, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣስገለ ፅምብላ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 21, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ አላጀ ንወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ኮምፒተር ተዛምድቲ : ኣቅሑት ናዉቲ ቢሮ :ኣቅሑት ዉፅኢት ሓፂነ መፂን :መሳርሒ ህንፃን ዝተፈላለዩ ዝራእትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክግዝእን ከስርሕን ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 15, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 28, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: እምባ ኣላጀ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 28, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ የጭላ ካብ ዘለዎ በጀት ዓመት 2010 ዓም ንናይ ቤት ፅሕፈትና ዝዉዕል ንፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 15, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 27, 2010 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: የጭላ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 27, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ ማረት ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሪክ ጥቅልል ስራሕቲ (Stater Rewinding Armature Rewinding)ብጨረታ አወዳዲሩ ንምስራሕ ትደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 15, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 29, 2010 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 30, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ ማረት ዝተፈላለዩ ናይ ቢሮ ኣቅሑት (Furniture)ብጨረታ አወዳዲሩ ንምስራሕ ትደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 15, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 29, 2010 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 30, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ካብ መደበኛ በጀት ን2010 ዓም በጀት ዓመት ካብ ዝተመደበልና በጀት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ስራሕቲ :ናይ ምስልን ድምፅን :ናይ ኮምፒተር ተዛመድን ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 15, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 29, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 29, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

Tigray Regional State of Water Resource Bureau invites Bidders for the procurement of drilling and pumping test for 2 Deep Wells

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 13, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 3, 2010 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 3, 2010 3:10 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/