ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ኣብ 2011 በጀት ዓመት ካብ ኩል ፈንድ ዝትረከበ በጀት ንቤት ፅሕፈት ሓለዋ ጥዕና ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኣቅሑ ፅሬት፣ ኤለክትሮኒክስ፣ አቅሑት ቢሮን ኣቅሑት ገዛን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 10, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 23, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ወልቃይት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 23, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 1,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ገዛ ፈርኒቸር/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር/

ኤጀንሲ ፕሮሞሽን ዕደጋ ምህርቲ ሕርሻ ክልል ትግራይ ናይ ዘገልገሉ ንብረት ጨረታ ከምኒ ጎማ ፣ ላፕቶፕ፣ ማናጀሪያል ወንበር፣ ናይ መኪና ሓፂን መፂን ፕሪንተራት ካልኦት ናይ ቢሮ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ። ስለዚ ክትጫረቱ እትደልዩ መቕረብቲ ከም ዝስዕብ ዝተዘርዘሩ መምርሒታት ክተማልኡዎ ዝግባእ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 9, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 19, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 20, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ላዕላዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ፋ/ንብ/ምምሕዳርን ናይ መጋረጃ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 9, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 12, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 12, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መጋረጃን ምንፃፍን/

ላዕላዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ፋ/ንብ/ምምሕዳርን ናይ ጨርቃ ጨርቂ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 9, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 12, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 12, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ክልል ትግራይ መፅሄት ምክልካል ጨረር/ቴክኖሎጂ መመንጨዊ ጨረር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሐትም ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 9, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 12, 2011 11:25 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 12, 2011 11:26 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅ/ት ርእሰ ምም/ር ዳ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ንቤት ፅ/ት ር/ምም/ር ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 9, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 12, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 12, 2011 2:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት መደበኛ በጀት ብዝትረከበ በጀት ንቤት ፅሕፈትና ምም/ር ፖሊስ ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ናይ መኪና መጋየፂ /መመላክዒ/ ታፒሰርያ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 9, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 11, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 11, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት መደበኛ በጀት ብዝትረከበ በጀት ንቤት ፅሕፈትና ሕርሻ ገጠር ልምዓት ወረዳ ወልቃይት ናውቲ ሕክምና እንስሳት ግልጋሎት ዝውዕል ዝ/ዩ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 9, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 12, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 12, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ካብ ዕቤት ሕርሻ ፕሮግራም ኤጂፒ2 ብዝትረከበ በጀት ንቤት ፅሕፈትና ሕርሻ ገጠር ልምዓት ወረዳ ወልቃይት እንስሳት ግልጋሎት ዝውዕል ዝ/ዩ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 9, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 13, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ወልቃይት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 13, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ተክሊ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 9, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 12, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 12, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/