ኤጀንሲ ልምዓትን ምም/ርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 24, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 26, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 26, 2011 11:01 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ምን2ይ ፍርቂ ዓመት ብናይ መደበኛ በጀት መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቅሑ ፅሬት ፣ ስራሕቲ ሕትመት ፣መለዋዋጢ ኣቅሑ ሞተር ሳይክል፣ ንቤት ፅሕፈት ፖሊስ ግልጋሎት ትውዕል ሞተር ሳይክል፣ ካብ መቐለ ናብ ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ሲሚንቶ ምጉዕዓዝ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ከሐትምን ከጋዓዓዝን ይደሊ።ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 23, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 7, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ኣስገለ ፅምብላ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 7, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በቢሉቱ ዝተፈላለየ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ካብ መደበኛ በጀት ን2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ካብ ዝተመደበልና በጀት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት፣ መለዋወጢ ኣቅሑ መካይን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይደሊ፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 23, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 9, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 9, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ፍረወይኒ ናይ ኮምፒዩተር ንብረታት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 23, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 27, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 27, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ፍረወይኒ ናይ መኪና ኣቅሑትን ንብረታት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 23, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 27, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 27, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ ንተፃወቲ /ንተወዳደርቲ/ ብስክሌት ዝ/ዩ ናይ ስፖርት ኣቅሑ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 23, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 25, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 25, 2011 3:31 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/

በሀገር መከላከያ ሚኒስቴር የሰሜን ዕዝ ጠ/መምሪያ የተለያዩ ያገለገሉ መመገቢያ እና ማብሰያ፣ የተለያዩ ኤሌክትሮኒክስ እና የቢሮ ዕቃዎችን አጫርቶ መሸጥ ይፈልጋል

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 21, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 5, 2011 2:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 5, 2011 2:01 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓብይ ዓዲ አብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ጥሙር ዕድጊት ንከተማ ዓብይ ዓዲ ግልጋሎት ዝውዕል መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑ ፅሬት፣ ኣቅሑ ቢሮ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 21, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 11, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 11, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በቢሎቱ ዝተፈላለየ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓብይ ዓዲ ንቤት ማዘጋጃ ኣገልግሎት ዝውዕላ ቲቪኤስ ሞተር ሳይክል ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 21, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 11, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 11, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 25.00
  • ጨረታ መደብ ዕድጊት ሞተርሳይክል/