ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዛታ ን 2012 በጀት ዓመት ነቲ ቤት ፅሕፈት አጎልግሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ፣ 1 መሳርሒ ፅሕፈት ፣ 2 ስራሕቲ ሕትመት ፣3 ኣቁሑት ቢሮ ፣ 4አቁሑት ኤሎክትሮኒክስ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 15, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 29, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 29, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወርዒ ለከ ንአገልግሎት ኣብያተ ፅሕፈት እታ ወረዳ ዝዉዕሉ ሎት ሐደ መሳርሒ ፅሕፈት : ሎተ ክልት መሳርሒ ፅሬት : ሎት ሰለስተ ናዉቲ ኤሌክትሮነክስ : ሎት ኣርባዕተ መለዋወጢ ኣቅሑት ተሽከርከርቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድይ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 15, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 30, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ወርዒ ለኸ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 30, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በቢ ሎቱ ይፈላለ እዩ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ 2012 ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብቲ ወረዳ ንዝርከብ ኣብያተ ዕዩ ቤተ ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 15, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 29, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ኦፍላ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 29, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጅነሪንግ ኃላ.የተወየግ ኩባንያ Electrical system PAGG, BPW Axle, Normice Accessories, Break System WABCO, Raw materials በጨረታ ኣወዳድሮ ለመግዛት ስለሚፈልግ ብቃት ያላችሁ እና ከዚህ በታች የተዘረዘሩትን መስፈርቶች የምታሟሉ ተወዳዳሪዎች እንድትሳተፉ ኩባንያችን ይጋብዛል፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ነሓሰ 12, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 22, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 23, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 15, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 17, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 17, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንቤት ፅሕፈት ፍትሒ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ካብ ሕጋዉያን ነጋ ብፕሮፎርማ ኣወዳደዲሩ ክረክብ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 15, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 17, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 17, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ኤጀንሲ መዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ግልጋሎት እናሃቡ ዝነበሩ ኣቁሑት ናይ ኮምፒተር ላፕቶፕ ኣክሰሰሪ ተዛማድን /ኤሌክትሮኒክስ/ ኣቁሑት ፣ ናይ ፈርኒቸር ኣቁሑት ፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ስፔር ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 15, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 24, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 25, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይስፔር / ብሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንገዝእ ስለ ዝደለና ዝምልከተኩም ከትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 15, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 17, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 17, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት እናሃባ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ናይ በርን ካልኦትን ቁልፍታት እንትባለሸዉ ዝፅግነልና በዓል ሙያ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዓመታዊ ዉዕሊ ክኣስር ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ግልጋሎት ወሃብቲ ዝኮንኩም በዚ ዝስዕብ ነፃላ ዋጋ ብምምላእ ክትዋዳደሩ ይዕድም፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 15, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 17, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 17, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት እናሃባ ዝርከባ ተሽከርከርቲ ዝጥቀማሉ ጎሚስታ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዓመታዊ ዉዕሊ ክኣስር ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ግልጋሎት ወሃብቲ ዝኮንኩም በዚ ዝስዕብ ነፃላ ዋጋ ብምምላእ ክትዋዳደሩ ይዕድም፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 15, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 17, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 17, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ፅገና ሞተርሳይክል/