ቤትፅሕፈትትልምንፋይናንስንወረዳሓዉዜንንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ 2008 ዓም ናይ መኪና ጋራጅ ፀገኒ ናይ ሞተር ሳይክል መፀገኒ (ናይ ጉልበት ዋጋ) ብግልፂ ጨረታ ከወዳድር ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 23, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 8, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሓዉዜን
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ፅገና ተሽከርካሪ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንአብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዓበይትን ኣናእሽተይን ተሽከርከርቲ መካይን መፀገኒ ጋራዥ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅገና ናይ ሞተር ሳይክል ፅገና ናይ ፕርንተር ቀለም ምምላእን ናይ ፈርኒቸር ፅገና ን 2008 በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክፀግን ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 10, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 27, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ፅገና ሞተርሳይክል/ ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት/ ፅገና ተሽከርካሪ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ንትም/ቲ ንሴክተራት ግልጋሎት ትህብ መኪና ቲቤታ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ኽዕሪ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 8, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 19, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሓዉዜን
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ምግጣምን ፅገናን/ ፅገና ተሽከርካሪ/